By Tewelde Tesfai
መርሓባ ዝተፈተኹም ብጾት፣ ብቐዳምነት ርሑስ ባዓል ልደትን፣ ፍቕሪ ሰላም ስኒትን ራህዋን ዝዓሰሎ ዓመት 2013 ንኽኾነልና ምንዮትና ወሰን የብሉን፣ ካብኡ ብዝተረፈ ግን ክሳብ ባይረ ሰረቐ ብዛዕባ ናይ ርኽከክብና ሓበረታ ዘማሓላልፈልኩም ብዳሓን ኣብ ሱዊስ የራኽበና፣ ካብ ሙሉእ ስድራበት ተወልደ