By Semere Fessehaye

ዝተናፈቕኩም ብጾት ዳንካልያ ከመይ ትኾኑ፣ ዋላኳ ብመንገዲ ተለፎን ሓደሓደ ግዜ ርኽክብ እንተ
ሃለወ፣ ብመንገዲ ወብ ሳይትና ካብ ዘይንራኸብ ነዊሕ ኮይኑ፣ ፣
በሉ ክሳብ ሽማግለ ማሕበር ዳንካልያ ዘድሊ ሓበረታ እትህበና ፣ ንመጻኢ ኣኼባና እንራኸበሉ ቦታ
ኣብ ስዊዘርላንድ ስለ ዝኾነ፣ ናይቲ እንራኸበሉ ሆተል ኣድራሻን ስእልን ከምዚ ዝስዕብ እዩ፣-

Mahber dankalia