By Tewelde Tesfai
መርሓባ ብጾት ቀደም፣ ከመይ ትኾኑ ኣሎኻትኩም ጸጋ ጥዕናኹም፣ ሎሚ ዘመን ዉሑዳትን ምጭዋት ካብ ዝሓለፈ ግዝያት ከምዝነበረ፣ ካብ ዝሰማዕናዮነ ዝርኣናዮን ኣረጋጊጽና፣ እንቓዕ ሓጎስኩም ተሓጚና፣ ድነጙየዶ ግን ዳሓን ከምኡ ይሓይሽ ካ ሱቕ፣ ንዓምታ ክኣ ኣብ ሰዊዝ ብዝበለጸ፣ ከሳበ ሽዑ፣ ምስ ሕውነታዊ ስላምታይ፣ ተወልደ