By Zecarias Tzegezab
ክቡራት ብጾት ቅድመ ኩሉ ከመይ ትኾኑ ጸጋ ጥዕናኹም ብምቕጻል አብዚ ሒዝናዮ ዘሎና ዓመት ስለ ዘይ ጠዓመ ምሳኹም ክውዕል አይካልኩን ጽቡቕ ጊዘ ከም ዘሕለፍኩም ድማ ሰሚዐ ንዝመጽ ዐመት እንተኾነ አብ አርትራ ከም ንደልዮ እንተ ዘይኮነ ግን አብ ስዊዝ ከነሕልፎ ተስፋ እገብር ብጾት ቀደም ቅዱስ ዓላማ አራኺቡና ንሱ ዝፈጠሮ ፍቕሪ እንሆ ሎሚ ዘይ ጠፍእ ናፍቖት አሕዲሩልና ሐንቲ ዓባይ ስድራ ውን ንመስል ስለዚ ድማ ርክባትና ከነደልድል እላቦ.ንቀጻሊ ውን ዓቕምና ዝፈቕዶ ሐባራዊ ስርሐት ሕድሕድ ምርድዳእ የድልየና ሎ ይመስለኒ ደጊም ዐድመ እናደፋእና ንኸይድ አሎና ከም ማሕበር ድማ ገለገለ ነገር ክንገብር ዐቕሚ አሎና ሞ ጽባሕ ቀሳነት ዝህበና ንስራሕ ንግበር. ሰላምን ቅሳነትን እምነየልኩም