By Semere Fessehaye
ዝተናፈቕኩም ብጾት ዳነካልያ ከመይ ቀኒኹም?
እቶም ኣብ ኣኼባ ዳርምሽታት ዝውዓልኩም ብሰላም ቦታኹም በጺሕኩም ክትኮኑ ተስፋ እገብር::
እቶም ኣብ ኣኼባ ዳርምሽታት ዘይውዓልኩም ክኣ ናይ ናፍቖት ሰላምታይ ተቐበሉ::
በሉ ስእልታት ብወገነይ ይኹን ብወገን መልኣከ ወዲ ቐሺ ከምኡውን ዛይድ ዘልዓልናዮ ብ Darmstatd 2012 ዝብል ኣርእስቲ ሰፊሩ ኣሎ::
ቀጻሊ ስእልታት ክህሉ እዩ::