By Baire Sereke
ርሑስ በዓል ፋሲካ ነቶም ኣመንቲ ክርስትና
ከመይ ኣለኹም ናስ ዳንካልያ፡ ነዊሕ ኮይኑ ደሃይ ካብዘይንገብር። ኣውራ እቶም ደሃይ እትገብሩ
ዝነበርኩም ብጾት፤ እምበር ካብቶም ዝተረፍኩም ዝበዛሕኩም እኳ ብሃረርታ እናደሌናዮ ደሃይኩም
ተሓቢኡና ስለዘሎ ዳርጋ ለሚድናዮ ኢና።
ተስፋሚካኤልን ዛይድን ብዘገበርኩሙዎ ደሃይ፡ ብጣዕሚ የመስግን።
በሉ ደጊመ ደጋጊመ ርሑስ በዓል ፋሲካ ይግበረልና
ባይረ ሰረቐ