By Tewelde Tesfai
ከመይ ኣሎኹም ኩሉኹም ጸጋ ጥዕናኹም፣ ንምርኻብና እንገብሮ ጻዕሪ ዘይሕለልን ቡዙሕ ቃልሲ ዘድልዮ ይኹን እንበር፣ ነዚ ተጠቒምካ ንምርኻብናን ምሑጋስናን ውሳነ ምውሳድ ግን ናይ ነፍሲ ወከፍ ድልየትን ተበግሶን ጥራሕ እዩ፣ ስለዝኾነ ኣብክነዲ ነቲ ተባሂሉ ዝነበረ ግዘ ማለት 27ን 28.07.2012 ዝኣክል ቦታ ስለዘይተረኽበ፣ ንዕለት 03ን 04.08.2012 ንኽከውን ተገዲድና ከምዘሎና ብትሕትና ንሕብር፣ ሎሚ ዘበን ከም ኩነታቱ ንውሕድ ዝበሉ ሰባት *(30 ሰባተ) ጥራሕ ሒዝና ስለዘሎና፣ ከይውሐደና ቦታ ንምውሳኽ ኣቐዲምኩም እንተሓበርኩም ብጣዕሚ ጽቡቕ ነሩ፣ ብዝተረፈ ግን ዕድመን ጥዕናን ንኹላትና፣ ብሰላም የራኽበና፣ ሽማግለ ማሕበር፣