By Zecarias Tzegezab


ከመይ ቀኒኹም ተሀጥሩ ዶ ፤አነ ናፍቖት ገዲፍካ ምስ ስድራይ ዝምረር ነገር የብለይን ካብቲ ኩሉ ምፍዓተኩም ግን ድሀይ ዘይ ምግባርኩም የሻቕለኒ፤ ካብ ንፈላለ ክሳብ ሕጂ አቦኹም ጅጎ ፍሽኽ ይብለና አሎ ስለ ዚ ጸሐ ይና በሪቑ ኩሉ ጊዘ ንራኸበሉ እዋን ክመጽእ ኢዩ ዝመስል ዘሎ፤ ደጊም በብንኽሎ ንደጋገፍ ሎሚ ዝደኸመ ብጸሎት ዓቕሚ ዘለዎ ድማ ብጎልበት ኢዩ፤እሞ አይትሕመቑ ጥራሕ ክብለኩም ኢየ ዝደሉ ድሀይ ድሀይ እወ ንእግሪ መንገደይንእሽቶ ይ ሐበረታን ንአሕዋት ሽመግለ ፤ዘሐለፈ ቅነ ሐውነና አቶ ብርሀን ሐደ ብጻይና ዝነበረ ተጸጊሙ አሎሞ ክንሐገዞ ኢሉኒ ነይሩ አነ ው ጽቡቕ ሐሳብ ኢዩ ኢለዮ እነተኾነ እቶም ሽማግለ ክውስንዎ ዝሐሸ ኢዩ ዝብል ሐሳብ አሎኒ ዘኾነ ነገር ብጥርኑፍን ብንሶም ዘጽንዕዎን ክኸይድ ይሐይሽ ይመስለኒ በሉ ክሳብ ቀጻሊ ሐውኹም ዘካርያስ