By Semere Fessehaye
ዝኸበርኩም የሕዋት ካብ ንፈላለ ክሳብ ሎሚ ብዘይካ ሓው ዘካርያስ ድሃይ ዝሃበ የብልናን።
ናይ ግዜ ሽግር ከይኮነ ኣይተርፍን እብል።
በሉ ንግዚኡ ሎም ዘመን ኣብቲ ዝተኣከብናሉ ቦታ ዝተሰኣልናዮ ስእልታት ኣብ ወብ ሳይት DARMSTADT 2011፡
ብዝብል ኣረእስቲ ኣቐሚጠዮ ኣሎኹ።
እዘን ስእልታት ኣነን መልኣከ ወዲ ቐሽን ዝስኣልናየን እየን።
ካልኦት የሕዋት ዝስኣልዎ ምስ በጽሓኒ ከዳልዎ እየ።
ሓውኹም ሰመረ ፍስሃየ።