By Melake Haile Ghebreab
ኣኼባ ጊዚያዊት ሽማግለ ማሕበር ደንካልያ

ዓመታዊ ንግደት ማሕበር ደንካልያ ኣትዩ ኢዩ አንታይ ተሪፍዎ..ነጋዶ ብዙሓትዶ ይኾኑ. መዕረፊ አኹልዶ ይኸውን
አቲ አክለማይካ ዳርጋ ምርሒትዩ ዝመስል ብዙሕ ዘሰክፍ ኣይኮነን..ይኹንምበር ጊዚያዊት ሽማግለ ክትራኸብ ግድነት
ስለዝነበረ ብዕለት 17 07 2011 ተራኺብና.
ብዛዕባቲ ልዕሉ ዘሎ ዘሰክፍን ዘየሰክፍን ጉዳያት ተዘራሪብና..
አቲ ብኣግኡ ብዛዕባ ንኣይዚ ዓመት ምርኻብና ቀሊልን ምዱብን ንክኸውን ዘመሓላለፍናዮ ተደጋጋሚ መልአኽትታት
ስለዘይሰለጠ ዳርጋ ከምኢ ናይ ዓሚ ቁጽሪ ሰብ ኣብ ግምት ዝተመርኮሰ ክንገብሮ ኢና ተገዲድና.
ብዝኾነ ምርኻብና ኣብ ከተማ ዳርምሽታት ናይ ሰላምን ሓጎስን ክገብረልና አቶም ካብ ርሑቕን ቀረባን አትመጽኡ
ዘለኹም ከኣ ሰላም የሰኒኹም ብደሓን ምጹ ንብለኩም ኣለና..

ግዝያዊት ሽማግለ ደንካልያ
17.07.2011