By Tewelde Tesfai
ምረሓባ ኣሓትን ኣሕዋትን፣
ህጹጽ ሓቤሬታ፣

ከመይ ትኾኑ ኣሎኹም ጸጋ ጥዕናኹም፣ ደሃይኩም ተሓቢኡና ደሃይኩም ኣይትሓባእ፣ ብዝኾነ ንኽንራኸብ ዝተገብረ ሓርኮትኮት ማለት ንዕለት 02. 03. 04 ወርሒ ሸሞንተ 2011፣ ዝተሓዝአ ቦታ {ሆቴል}
ንምርግጋጹ ዝሓለፈ መጋቢት ኔሩ፣ እንተኾነ ግን ንምርግጋጹ ካባኻትኩም ዝመጸ ዋላሓደ መልሲ ስለዘየለ ዓቢ ጸገም ገሪልና ኣሎ
፣ ሕጂ ውን ንኽንሕዝን ንኸይንሕዝን ጥራሕ ዘይኮነስ ንኽንደይ ሰባት
ንምሓዝ ብኣኻታትኩም ዝሙረኮስ ስለዝኾነ፣
በጃኻትኩም ሕጂ ውን ክሳብ እዚ ወርሒ መወዳእታ ዕድል ተዋሂቡና ስለዘሎ በጃኻትኩም በጃኻትኩም ምምጻእኩምን ዘይምምጻእኩምን ኣረጋግጹልና፣

ዋጋ 105euro; ንሓደ ሰብ ንሰለስተ ማዓልቲ ምስ መግቡ፣

ሽማግለ ማሕበር፣