By Zecarias Tzegezab
ሰላም ድልዱ ጥዕና ተመነኹ ድሃይኩም አይተሐባእ ድህይ ጥ አይፊእኩም ተሻቒለ ሐውና ሰመረ ምስ ስውአት ኢዩ ከራኽበና ዘይካለ እምበር ንዐና ዘራኽብ ምገዲ ከፊትልና ሎ ሀየ አይንሕመቕ ምናልበት ሰልኪ ይኸብረና ይኸውነን እዚ ግን ናይ ግዜ ምስአን እንተ ዘይኮይኑ ብዙሕ ገንዘብ ዝውድእ አይኮነን እሞ በብዘለኹሞ ብሰላም ክትነብሩ ምሳኹም ይዂዩን ክሳብ ቀጻሊ 17 02 11 ሐውኹም ዘካርያስ ጸገባብ ብደሐን የራኽበና