By Tewelde Tesfai
መርሓባ የሕዋት፣
ከመይ ትኾኑ ኣሎኹም ጸጋ ጥዕናኹም፣ ንዕለት 02፣03፣04ን08.2011 ብደሓን ንኽንራኸብ ዝሎና ሓጎስን ሃረርታን ወሰን የበሉን፣ ዋጋ ንነፍሲ ወከፍ ሰብ፣ ማለት ዓቢ ይኹነ ቆልዓ 35euro; ኮይኑ ምስኡ ቁርሲ ምሳሕን ድራርን ቆሉዑ ንመዘናግዒ ገለገለ ንጥፈታት ዝሽፍን እዩ፤
እንተኾነ ግን ብዝተፈላለየ ምኽንያት፣ ንሓደ ለይቲ ድዩ ንኽልተ ወይ ነሰለስተ ለይቲ ክሓደር ከዐልል ዝደሊ ሰብ ወይ ስድራ በት ክኸውነ ይኽእል እዩ፣ ጥራሕ ኩላትና እቶም ክንመጽእ እንኽእል ስባት ክሳብ ወርሒ ስልስተ ከነረጋግጽ ኣሎና፣ ምኽንያቱ ክሳብ ሽዑ ቦታ ምሓዝ ስለዠሎና፣ ምኽፋል እቶም ብርገጽ እንመጽእ ሰባት ክሳበ ወርሒ 5 መወዳእታ ዋላ በብቁሩብ ክንፈል ንኽእል ኢና፣
ብዝተረፈ ዕድመን ጥዕናን ንኹላትና እንዳተመነና ብደሓን የራኽበና፣
ሽማግለ ማሕበር፣