By Melake Haile Ghebreab

ሓበሬታ ንኩሉኹም ኣሓትን ኣሕዋትን

ኣቐዲመ ምልኣተ ጥዕና ይምነየልኩም.ብምቕጻል ንሓብትና ግደይ መስፍን
ኣቡኣ ኣቶ መስፍን ዓሪፎም ስለዘለዉ እሞ ብዝተፈላለየ ምኽንያታት
ብኣካል ክንሳተፍ ዘይካኣልና ንስድራቤት ኣቶ መስፍን ብፍላይ ከኣ
ንሓብትና ግደይ ኣብ ዘለናዮ ቦታ ብተለፎን ይኹን ብኢመይል ገርና
ከነጸናንዖም ይሕብረኩም
ንስድራቤት ኣቶ መስፍን ጽንዓት ንኣቶ መስፍን ከኣ መንግስተ ሰማያት
የዋርሶም አናበልና ተሳታፍነትና ንግለጸላ
ግደይ ጽንዓት ይሃብኪ
መልኣከ ሃይለ *ወዲ ቐሺ