By Ghebrihiwet Ghebremicael
ዝኸበርኩም የሕዋትን ብጾትን መጀመርያ ዳንካልያዊ ሰላምታይ ይብጻሕኩም፣
ቀጺለ ኽኣ ርሑስ ብዓል ሓድሽ ዓመትን ናይ ጥዕናን ትምኒታትናን ዝትግበረላ ዓመትን ይግበረልና ክብለኩም እፈቱ::
ዝኸበርኩም ብጾት ናይ ዳንካልያ ናፍቖትና ንምውጻእ ኣብዛ ትመጽእ ዘላ ወርሒ ሸሞንተ ናይ እዛ ረጊጽናያ ዘለና ዓመት ንሸባሸብ ኣሎና::
ሓደ ካብ ትምኒታተይ ብዙሓት ኮይንና ክንርከብ እዩ::

ሓውኹም ገብሪሂወት ገብረሚካኤል