By Tewelde Tesfai
መርሓባ ብጾት
ከመይ ትኾኑ ኣሎኹም በጾተ ስብ ቀደመ፤ ንሕና ብጀካ ናታተኩም ናፈቖተ እነትዘኮዩኑ በጣዕሚ ጽቡቕ ኣሎና፤ ንሕና ምሰጋና ዘድለየና ኣይኮነን፤ ምስጋናስ ንዓኻ ድኣ፤ ልክዕ ኢዩ ሐደ ነገር ንምበጋሱ ናይ ሓደ ሰብ ሓሳብ ጥራሕ ኢዩ ዝኣከል፤ መስተበገሰ ግን ነኾነኴርር ሓያለ ሞቶር የድለዮ፤ ሓደ ካብኦም ክኣ ንሰኻ ኢኻ ሰመረ፤ ምኸነያቱ ነቶም ኣብ ሓደ ቦታ ማለት {ደቡበ ደንከል} ኮይኖም አብ ግዘ ዓካት ግዘ ጨው ዘይበሉ ሩዝ ብማይ ኣቋሲዮም ንኸነብሩን ንኸንበሩን ዝቃለሱ ዝነበሩ የሕዋት፤ እቲ ኣብኡ ዝትኣስረ ጽኑዕ ፍቕሪ፤ ዋላኳ ብዓይኖም ከራኣአዩ እነተዘይክኣሉስ በመሳልል ኢነተርነት ገሮም እሞ ብቋንቆኦም ንኽራኽቡ ዝግበርካ ምስጋነይ ይብጻሕካ፤ ካባኡ ብዝተረፈ ግን ኣብ ጀርመን ማሕበር ከየቖምካ ብእኩብ ኮነካ ናይ ሕሳብ ባነኪ ከተውጽእ ስለዝይተኻእል፣ በብዓደኹም ዝሎኹም ማለት ፈረነሳ ስዊዝ ሸወደን ወዘተ ዘሎኹመ ብወገንኩም ዝካኣል እንተኾይኑ ንኸትሓቱ ብትሕትና ንሓትት፤
ምስ ሙሉእ መሰጋና
ተወለደ ተስፋይ {ማንጆሰ}