By Baire Sereke
ምስጋና ንብጻይናን ሓውናን ሰመረ ፍስሃየ

ገዛ ምኽፋት ጥራይ ዘይኮነስ ደጋጊሙ ነቶም ኣፋፍኖት ዘለዎም ተኣማሚኖም ርኽክባት ክገብሩ፡ ንዘይነበሮም ከኣ ብቐሊል ክራኸብሉ ዝኽእሉ ሓጋዚ ሓበሬታታት ከይተሓለለ ዝህቦ ዘሎ፡ ልዑል ምስጋና ዝግብኦ ኢዩ። እቶም ገና ርኽክብ ንምግባር ጸገማት ዘለኩም ነቲ ሓጋዚ ሓበሬታታት ብጽሞና ደጋጊምኩም እንተንቢብኩሙዎ ብርግጽ ከምትዕወትሉ ዘጠራጥር ኣይኮነን። ስለዚ እምበኣር ሃየ ነገያ፡ ማናህ ተኒ፡ ንበሃሃል።

ሓውኹም ባይረ ሰረቐ