By Baire Sereke
ዝኸበርኩም ማሕበር ዳንካልያ፣
ኣብ ርሑቕን ቀረባን ዘለኹም፡ ምስ ስድራ-ቤትኩም ሰናይ ዎ ሰላምን ክትህልዉ ተስፋ ንገብር። እንሆ እምበኣር ናይ ሎሚ ዓመት ርክብና ኣትዩ ኣሎ። ብሰላም ከኣ የራኽበና።
ኣድራሻ፣
Jugendherberge
Wiesbaden
Bluecherstrasse 66,
65195 Wiesbaden

gt; ክልተ ጊዜ ዝተኸተብኩም፡ ዶብ ክትሰግሩ ይኹን ኣብቲ መዕረፊ ቦታና ምስክርነት ስለዘድሊ፡ ወረቐት ምስክርነት ኣይትረስዑ።
gt; ሓደ ጊዜ ዝተኸተብኩም፡ ወይ ጠቕላላ ዘይተኸተብኩም ግን ናይ 24 ዕድመ ዘለዎ ናይ ነጻ ካብ ኮረና ምስክር ኣብ ዶብ ምስጋርን ኣብቲ መዕረፊ ቦታን ስለዘድልየኩም፡ መርመራ ምግባር ኣይትረስዑ።

ብዝተረፈ ብሰላም የራኽበና።
ሽማግለ ማሕበር