By Semere Fessehaye
ዝኸበርኩም ብጾትን የሕዋትን ዳንካልያ። ከመይ ትኾኑ ነቶም ብሓባር ዝቐነና ኽኣ ከመይ ቀኒኹም?
ከምቲ መብዛሕትኹም ዘይትዝንግዕዎ ርኽክብና ብመንገዲ WhatsApp ካብ ንገብሮ ሓያለይ ኮይኑ ኣሎ።
እሞ እቲ ዓመታዊ ርክብና ብጸወታን ስሓቕን ድሕሪ ምሕላፉ ዳርጋ ኩልና በቦታና ተመሊስና ስለ ዘለና ነቲ ዝቐነናሉ እዋን መዘከርታ ዝኸውን ስእልታት ብብጾትና መልኣከ ወዲ ቐሽን ብዓልቲ ቤቱ ብጸይትና ኤርትራን
ዝተላዕለ ስእልታት ኣብዚ ወብ ሳይትና ኣስፊረዮ ስለ ዘለኹ ንዝውዓልኩምን ንዘይውዓልኩምን ንኽትርእይዎ በዛ ሓጻር ጽሕፍተይ እሕብረኩም።
ትረኽብሉ ቦታ ኣብታ : BAD HOMBURG / HOMBURG 2017. እትብል ኣርእስቲ እዩ።

ሓውኹም ሰመረ ፍስሃየ።