By Baire Sereke
ሓውናን ብጻይናን መንግስታብ ሃይለ ብዝሓደሮ ናይ ነዊሕ እዋን ሕማም ሎሚ መዓልቲ ዕለት 12.07.17 ካብዛ ዓለም ብሞት ብምፍላዩ፡ ኩላትና ብጾቱ ኣባላት ዳንካለልያ፡ ብፍላይ ከኣ ማሕበር ዳነንካልያ ኣዝዩ መሪር ሓዘን ይስመዓና። ሓውናን ብጻይናን መንግስታብ፡ ብዘይከተን ክልተ ዳሕረዎት ዓመታት ሕማሙ ዝበርትዐሉ እንተዘይኮይኑ፡ ኣብ ዓመታዊ ርኽክብና ብዘነበሮ ተሳትፎ ንሓዘና ተወሳኺ፡ ወትሩ ዝኽርን ክፍተትን ገዲፉልና ኢዩ። ንብጻይና መንግስተኣብ መንግስተ-ሰማያት የዋርሶ፤ ንኽብርቲ በዓልቲ-ቤቱን ንኹቡራት ደቁን ከኣ ደበሳ ኢዮብ ይደብሶም።
ሽማግለ ማሕበር