By Baire Sereke
ዝኸበርኩም ማሕበር ዳንካልያ ከመይ ትኾኑ ጸጋ ጥዕናኹም። ምሰ ፍቱዋት ስድራኹም ኣብ ጥዕናኹምን ሓፈሻዊ መነባብሮኹምን ጽቡቕ ንኽትህልዉ ብስመ ሽማግለ ትምኒትና ንገልጽ። ኣስዒብና፡ ንብጻይና ኣረፋይነ መስፍን ኣቡኡ ወላዲኡ (ኣቦና መስፍን)ብሞት ካብዛ ዓለም ትማሊ ምሸት ተፈልይዎ ኣሎ። ነዚ ወሪዱ ዘሎ መሪር ሓዘን ንዝተረፉ ቤተ-ሰብ ብምሉኣቶም፡ ኣውራከኣንኽብርቲ በዓልቲ ቤቱን ንሓውና ኣረፋይነን፡ ኣምላኽ ኣኻእሎን ጽንዓትን ይሃቦም።
ቀጻሊ ሓበሬታ ክስዕብ ኢዩ።