By Melake Haile Ghebreab
መርሓባ ማሕበር ደንካልያ
ዓመተ 2016 ሕማቑ ጽቡቑ ጠቕሊላ ትጠፍኣላ ግዜ ኣኺሉ
ተካኢታ ኽኣ ዓመተ 2017 ትመጽኣላ ዕለት ደበኽ ትብል ኣላ'ሞ ዓመተ ጥዕና ዓመተ ሰላም ለውጢ ራህዋ ንረኽበሉ ዓመት ክኾነልና ምንዮትና ንገልጽ
መልኣከ ወዲ ቐሺ
ኤርትራ በላይ