By Baire Sereke
ገለ መስተውዓልቲ ካብ ሞንጎና፡ ኣብ ዝሓለፈ መልእኽቲ ብዛዕባ ምርኻብና ኣብ ባድ-ሆምቡርግ ናይ ዕለት ኣጸሓሕፋ ጌጋና ከምነስተውዕለሉ ገይረሙና ብልቢ ከኣ ነመስግን። ከመይ ወሪሕኩም ናስ ዳንካልያ ብሓበራ። በሉ እቲ ካብ ዓርቢ ድሕሪ ቀትሪ ክሳብ ሰኑይ ድሕሪ ቁርሲ ዝብል እኳ ኣብ ቦትኡ እንተኾነ፥ እቲ ዕለት ግን ኣብ ክንዲ ካብ ዕለት 12.- 14.08.16፤ ካብ ዕለት 12.- 15.08.18 ተባሂመሉ ክእረም ብትሕትና ነዘኻኽር።
ሽማግለ ማሕበር