By Zecarias Tzegezab
ከመይ ቀኒኹም ደቂ ዓበይቲ አብ ኩሉ ዕለታዊ መነባብረኹም አብ ኩሉ መዳ ክትስዕርዎክትህልው ተስፋ እገብር ብዝተረፈ ንራኸበሉ ስለ ዘሎ እቶም መጺኦም ዘይፈለጡ ብጾትና ናፍቖት ክሐድሮም ክጽንበሩና ሎም ዘበን ድማ ቅጽርና ዝጣዳ ክዓቢ አዝዩ ምቁር እዋን ከነሕልፍ ይምነ ካልእ እቲዕለት 12,8,16ክሳብ 14,8,16 ተጻሒፉ ዘሎ ክሳብ15,8,16 ክኸውን አለዎ ተባሂዩ ክጻሓፍ አለዎ ጽቡቕ ቅነ