By Baire Sereke
ዝኸበርኩምን ዝተናፈቕኩምን ናስ ዳንካልያ፥
ኣቐዲምና ሰላምታና ከነመሓላልፍ ንፈቱ። ብምቕጻል ወትሩ ብሓጎስን ጥዕናን ንኽትህልዉ ተምኒትና ደረት የብሉን። ነቲ ኣቐዲምና ዝገበርናልኩም መጸዋዕታ ኣኽቢርኩም በቲ ዝተዋህበና ጊዜ መልስኹም ብምሃብ ዝተሓባበርኩሙና፡ ልባዊ ምስጋና ነቕርበልኩም። ናይ ኣጋጣሚ ኮይኑ ምስቲ ናይ ግምት ቁጽሪ ተሳተፍቲ ክሰማማዕ ምኽኣሉ ከኣተወሳኺ ሓጎስ ኢዩ።
ክሳብ ቀጻሊ ሓበሬታ ብሰላም ቀንዩ።
ሽማግለ ማሕበር