By Baire Sereke
ሰላም ብጾት ዳንካልያ ፥
ሰላምታና እናቐደምና፡ ከምቲ ኣብ ቀዳማይ መልእኽትና ዝሓበርናኩም ከነሰዕበልኩም ዝበልናዮ ሓበሬታ ተማሊኡ መጺኡና ኣሎ። ከምዚ ዝስዕብ ከኣ ይመስል።
ተታሒዙ ዘሎ፥ ሀ/ ንጽል ክፍሊ (ንሰብ ሓዳር)
ላ/ ምስ 4ተ ዓራት ክፍሊ
ሐ/ ኣዳራሽ መዘነናግዒ ንሰለስተ መዓልቲ
1. ንሓደ ሰብ ንሰለስተ መዓለቲ ምሉእ ፐንስዮን 110,-euro;
2. ንበይኖም ክፍሊ ዝሕዙ (ሰብ ሓዳር) ተወሳኺ 8,- euro; ንመዓለቲ
ብሰላምን ጥዕናነ የራኽበና።
ሽ. ማሕበር