By Tewelde Tesfai
መርሓባ ብከመይ ጾት ደቂ ማሕበር፡ ክመይ ትኾኑ ኣሎኹም ጸጋ ጥዕናኹም፣ እታ ብሃረርታ እንጽበያ ንራኸበላ ማዓልቲ ኣኺላ ኢያ ሞ ብድሓን ምጹ፣ ብኡ ነብኡ ክኣ ሓውናኣማንኤል ኣብ መርዓ ጛሉ ብዝተኻእለ መጠን ክዳን ሓበሻ ጌርና ንኽንውዕል ብትሕትና ይሓትት ኣሎሞ ሃየ ንሻሞወሉ። ምስ ሙሉእ ሰላምታይ፡ ተወለድ