By Baire Sereke

ዝኸበረኩም ብጾት፡

ብመጀመርያ ኣብ ኩሉ መነባብሮኹምን ጥዕናኹምን ሓጎስ እናተመኔና፡ quot;መዓልትን ከልብን ከይጸዋዕካዮም ደበኽ ይብሉquot; ስለ ዝኾነ እንሆ ናይ ምርኻብና ጊዜ ይቀራረብ ኣሎ። ንሓበሬታ ዝኣክል፡ መፋትሕ ቀዳም ዕለት 25.07.15 ካብ ሰዓት 11፡00 ክሳብ 12፡00 ኣብ መቐበል ኣጋይሽ ኮይኑ በድሕሪኡ ዝመጹ ኣብ ቦታ መርዓ ጥራይ ኢዮም ክርከቡ ዝኽእሉ።

ብሰላም የራኽበና

ሽማግለ ማሕበር