By Semere Fessehaye
ዝተናፈቕኩም የሕዋትን ብጾትን ከመይ ትኾኑ?
ናይ ምርኻብና እዋን እንዳቐረበ ይመጽእ ኣሎ።
ናይ ሎሚ መጽሓፍየይ ምኽንያት በዘን ዝስዕባ ነጥብታት አቕርበልኩም።
-
ንጉዳይ መርዓ ጓሎም ንየሕዋትና ኣማኒኤልን ትርሓስን ዝምልከት ሓበረታ ኣብ ቀዳመይቲ ገጽ ብስእሊ ኣስፊረዮ ኣሎኹ። ኣብ ልዕሊ እታ ስእሊ ጠዊቕኩም የዕቢኹም ክትርእይዎ ዝሓሸ እዩ።
-
ሓውና ዘርኡ ዝልኣኸለይ ስእሊ ምስተን ኣብ ቀዳመይቲ ገጽ ዝዞራ ስእልታት ኣስፊረያ ኣሎኹ።
-
እተን ቪደዮታት ነታ ቀዳመይቲ ገጽ ስለ ዘካበዳኣ ሓንቲ ናይ ሎዛን ኣትሪፈ ንኻላኦት ኣልዒለየን ኣሎኹ።
ክሳብ ንራኸብ እዚ ወድሓንኩም።
ሓዉኹም ሰመረ ፍስሃየ።