By Amanuel Weldesuss
ከምቲ ኣቀዲሞም ብጾት ዝሓበርዎ ንዕለት 25/07/2015 መርዓ ጓልና ወ/ት ራኬብ ምስ ኣቶ ሰሎሙን ኣለም ቃል ኪዳን ዝኣስርሉ ዕለት ስለዝኮነ ኣብቲ ኣበባናን ሓጎስናን ከተማዕጉና ብኽብሪ ንዕድምተ


ኣድራሻ

ቃል ኪዳን ንኣስረሉ ሰዓት 11 00 ቅ ቀ ኣብ ቤተ ክርስትያን

1 EV Kirche Eichendorff Straszlig;e 6
68723 Oftersheim


ኣጋይሽና ንቅበለሉ ሰዓት 14 00 ድ ቀ ኣብ

Ruuml;ya H amp; K.O
Eisenbahenstr. 22
68199 Mannheim