By Semere Fessehaye

ዝተናፈቕኩም ብጾት ዳንካልያ ከመይ ትኾኑ?
2014 ዓ.ም ንኽትውዳእ ድሮ ሓደ ወርሒ ተሪፉዋ ኣሎ።
ብድሕርታ ብጻይ ዘካርያስ ዝጽሓፈልና መልእኽቲ ድሕሪ ሰለስተ ወርሒ እንሆ ናይ መርደእ
መልእኽቲ ዝሓዘት ጽሕፍቲ አቕርበልኩም።

ንሓውና ሓድሽ ገብረ፣ ኣብ ሰመን ኣመሪካ ዝቕመጥ ዝነበረ ሓዉ፣ ብሕማም ምኽንያት ካብዛ ዓለም ተፈልዩና ኣሎ።

ሓዉኹም ሰመረ ፍስሃየ።