By Zecarias Tzegezab
ጊዝየ ርክብና እናቀረበ ኣብ ዝመጸሎ እዋን ምስኡ ውን እቲ ናይ ቀደም ተዘክሮታቅታ ኣብ ኣእምሮይ ክመላለስ ይቅኒ ብዝዋዳ ድማ እቶም ምሳይ ዝያዳ ቅርበት ዝነበሮም ንጅግንነቶም ከስተብህል ኣብ ወጥሪ ሐሳብ ያቱ ምስ ነብሰይ ተላዚበ ድማ ነታ ንራኸበላ መኣልቲ ብተፋ እና ተጸበኹ ይቅኒ ። መኣልቲ ርክብና ምስ ኣኸለ ድማ ነቲ ሐድሐደ ጊዘ ኣብቲ ናይ ቃልሲ እወን መልሲ ዘይረኽብናሎም ጉዳይት ኣትየ ክእልል ቅሳነት ስለ ዝህበኒ ሐሳባት ገለ ብጾት ምስማፅ ኣነውን ዝመስለኒ ሕሳባትይ ክገልጽ ንዘይፈልጦ ዝነበርኩ ጽን ኢለ ክሰምፅ ደስ ይብለኒ ነይሩ ።እቲ ጊዘ ምፍልላይ እና ቀረበ ምስ መጸ ድማ ንዘሎና ሓሳብን ንመጻኣኢ ርክብና ኣወንዚፍና ንፋላለ ንፃመታ ድማ ብደሓን ክንራኽብ ብፃል ምሉእ ትስፋ ኢየ