By Semere Fessehaye
ዝተናፈቕኩም ብጾትን የሕዋትን ዳንካልያ።
ድሕሪ ናይ ኣርባዕተ ምዓልታት፣ ብቑምነገርን ዋዛን፣ ዝተሰነየ ርክብና፣ እቶም ኣብኡ ዝውዓልኩም
እንኯዕ ቦታኹም ብድሓን ተመለስኩም።
ነቶም ኣብኡ ዘይውዓልኩም ክኣ፣ መልኣክ ሃይለ (ውዲ ቐሺ) ከምቲ ዓመታዊ ሕድሩ፣ እንሆ ብስእልታት ገይሩ ተሳተፉ
ይብልኩም።
ናይ ሎም ዓመት ስእልታት ንምርካብ፣ ኣብታ WIESBADEN 2014 እትብል ብቐይሕ ዝተጻሕፈት ጽሕፍቲ ጠዊቕኩም ክትረኽቡዎ ትኽእሉ።

ሓዉኹም ሰመረ ፍስሃየ።