By Semere Fessehaye
ዝተናፈቕኩም ብጾት ዳንካልያ ከመይ ትኾኑ?
ናይ ሎሚ መልእኽተይ ከምቲ ልሙድ፡ ናይ ብስራት መልእኽቲ ኣይኮነትን፡፡
ብዙሕ ከየናዋሕኩልኩም፡ እቲ መልእኽቲ ከምዚ ዝስዕብ እዩ፡
ኣዲኡ ንብጻይናን ሓውናን የውሃንስ ተስፋይ (ኣብ ስዊዘርላንድ ዝነብር) ብሕማም ኣብ ሃገረን ኤርትራ፡ ኣብ ከተማ ኣስመራ ከም ዝዓረፋ ንምሕባር እዩ፡፡
ምቕማጠን ኣብ ዓዲ ጥልያን እዩ ነይሩ፡፡ ንኣስመራ ብዙረት ምኽንያት እየን ከይደን ነይረን፡፡
ንየውሃንስ ብተለፎን ንምርካብ (ኣብ ስዊዘርላንድ)
00 41216520181