By Semere Fessehaye
á‹á‰µáŠ“áˆá‰•ኩሠብጾት ዳንካáˆá‹« ከመዠቀኒኹáˆ? እቶሠኣብ መáˆá‹“ á‹á‹á‹“áˆáŠ©áˆ á‰¥á‹µáˆ“áŠ•á‹¶ ቦታኹሠበጺሕኩáˆ?
በሉ ሓንቲ ተሕጉስ መáˆáŠ¥áŠ¸á‰² ሒዘáˆáŠ©áˆ áŠ£áˆˆáŠ¹á¡á¡
ድሕሪ መáˆá‹“ᡠሰንበት ናዠሓማá‹á‰² áˆáˆ³áŠ“ ተመስሑ ተባሂáˆáŠ“ á‹á‰°áˆ¨áና ብጾት ዳንካሠáŠáˆáŠ“á¡á¡
በዚ ኣጋጣሚ ኽኣ ተኣኻኺብና እንዳ የዕለáˆáŠ“ ከሎና ብዛዕባ ብጾትና ኣብ ሱዳን á‹áˆáŠ¨á‰¡ ኣብዚ እዋን እዚ ከáˆ
ኣሕመድ áሩáˆáŠ• ዓብደላ ሓሰንን ተዘራሪብናá¡á¡ ከከሠዓቕáˆáŠ“ ኣዋጺእና áŠáŠ•áˆ°á‹µá‹µ ተሰማሚዕናስ ሓደ 220euro; ኣዋጺእናá¡á¡
በዚ መሰረት ኣአንኽáˆáŠ¥áŠ® እቲ ገንዘብ ተá‰á‰¢áˆˆá‹®á¡á¡
ተለáŽáŠ• ናዠዓብደላ ሓሰንን ኣሕመድ áሩáˆáŠ• ካብ ሳáˆáˆ• ስለማን ድሕሪ áˆáˆáŠ«á‰ á‹ áŠ•áŠ½áˆá‰²áŠ¦áˆ á‹°á‹Šáˆˆ ረኺበዮáˆá¡á¡
ብዛዕባ እቲ ሓሳብ ናዠብጸቶሠተጋደáˆá‰² ዳንካáˆá‹« áˆáˆµ ሓበáˆáŠ©á‹Žáˆ á‹á‰°áˆ°áˆá‹–ሠሓጎስ ወሰን የብሉንá¡á¡
ብድሕሪኡ እá‹áŠ• እቲ ኣብጽሓለዠá‹á‰ áˆáŠ©á‹Ž እሙን ሰብ ኣብ á‹áˆ½áŒ¢ áŠáˆá‰° ስዓት ስለ ዘሳለጦᡠብኡብኡᡠብጻዠዓብደላ ደዊሉ
ከሠá‹á‰°á‰á‰ ሎ ንኣሕመድ እá‹áŠ• ከሠá‹áˆ“በሮ áŠáŒŠáˆ©áŠ’á¡á¡
በሉ ብጾትᡠብጾትና ዓብደላን አሕመድን ተሰሚዑዎሠዘሎ ሓጎስ ካብ መጠን ንላዕሊ ደረት ዘá‹á‰¥áˆ‰ ሓጎስ áˆá‹ƒáŠ‘ ንኽሕብረኩáˆ
ስለ á‹á‰°áˆ‹á‰ ዉኒᡠብስሠኩáˆáŠ“ ስለ á‹áŠ¾áŠ áŠ½áŠ£á¡ áŠ•áŠ¹áˆ‰áŠ¹áˆ áŒ€áˆá‹“ት ዳንካáˆá‹« áˆáˆµáŒ‹áŠ•áŠ¦áˆ á‹¨áˆáˆ“ላáˆáˆáˆáŠ©áˆ áŠ£áˆŽáŠ¹á¡á¡
ከሠሓበረታ መጠን እተን 220euro; ሸáˆáˆáŠ• áŠáˆá‰° ሚáˆá‹®áŠ• ናዠሱዳን ኮá‹áŠáŠ•á¡á¡ ስለዚ ሓሓደ ሚáˆá‹®áŠ• በጺáˆáŠ•áŠ¦áˆ áˆ›áˆˆá‰µ እዩá¡á¡
ብጻዠሳáˆáˆ• ሱለማን ከሠá‹áˆ“በረኒᡠእዘን ገንዘብ ዋላ á‹á‹áˆ“ዳ ኣብ ዘድáˆá‹®áˆ ስዓት ስለ á‹áŠ¾áŠ“ ዓቢ áŒá‹° ኣሎወንá¡á¡
á‹áŠ¸á‰ áˆáŠ©áˆ á‰¥áŒ¾á‰µ ደጊመ ብስሞሠáˆáˆµáŒ‹áŠ“á‹ á‹¨á‰•áˆá‰ áˆáŠ©áˆá¡á¡
ብተለáŽáŠ• áŠá‰µáˆ«áŠ¸á‰¥á‹Žáˆ áŠ•áŠ¥á‰µá‹°áˆá‹©á¡
-
ዓብደላ ሓሰን (249) 912 669 794
-
ኣሕመድ áሩሠ(249) 905 753 374
ሓá‹áŠ¹áˆ áˆ°áˆ˜áˆ¨ áስሃየ