By Semere Fessehaye
ዝተናፈቕኩም ብጾት ዳንካልያ ከመይ ትኾኑ፡
ናይ መርዓ ዕድመ ምኽንያት ጌርና ንዕለት 28-09-2013 ክንራኸብ ኣብ ሸበድበድ ከም ዘሎና ካብቲ
ብተለፎን እንራኸበሉ ዘሎና ሃዋህው ክምዘን ይክኣል፡፡

በሉ ምናልባት እቲ ኣድራሻን ዕለትን ንምዝኽኻር፡ ወብ ሳይትና፡ ኣገዳሲ እዩ ብማለት ደጊመ፡ ኣብቲ መልእኽቲ
ማሕበር እተስፍረሉ ቦታ ኣስፊረዮ ኣሎኹ፡፡

ብሰላም የራኽበና፡፡

ሓውኹም ሰመረ ፍስሃየ