By Semere Fessehaye
ዝተናፈቕኩም ብጾት ናይ መጀመርያ ቪደዮ ካብ መልኣከ ሃይለ (ወዲ ቐሺ) ዝተላእከት ኣብ ወብ ሳይትና ሰፊራ ኣላ፡፡
ካልእ ቪደዮ ዘዳለዎ እውን ስለ ዘሎ መስ በጽሓኒ ክሕብረኩም እየ፡፡
እዛ ሰፊራ ዘላ ቪደዮ ምጭውቲ እያ፡፡

ሓውኹም ሰመረ ፍስሃየ፡፡