By Semere Fessehaye
ዝተናፈቕኩም ብጾት ኣብ ቀዳማይ መልእኽተይ ኢመይል ኣብ ምልኣኽ ዝረሳዕኩዎ ይመስል እሞ ስእልታት
ካብ መልኣከ ወዲ ቐሺ፣ ተወልደ (ማንጆስ) ከምኡውን ካብ ገብሪሂወት ዝተላእከ ስእልታት ኣብ ወብ ሳይት ሰፊሩ ኣሎ፡፡
ብተወሳኺ መልኣከ ወዲ ቐሺ ኣብ ሎዛን ከሎና ናይ መርዓ ዕድመ ዝሓዘ ጽሑፍ ዓዲሉና ነይሩ፡፡
ምናልባት ነቶም ኣብ ሎዛን ዘይውዓሉ ብጾት ክሕግዝ ከምኡውን ምናልባት እቲ ዝተዋህበና ናይ ዕድመ
ጽሑፍ እንተ ስኣናዮ ካብ ወብሳይት ክንረኽቦ ብማለት ኣስፊረዮ ኣለኹ፡፡
ሓውኹም ሰመረ ፍስሃየ፡፡