By Melake Haile Ghebreab
መርሓባ ኣሓትን ኣሕዋትን ከመይ ኣልኹም ብሓባር ምስ ደቅኹም
ምሉእ ጥዕናን ቅሳነትን እምነየልኩም በሉ ከምቲኣቐዲሙ ሓው
ሰመረ ዝጸሓፎ መዓልቲ እንራኸበሉ እናተቓረበ ይመጽእ ኣሎሞ
ሃየ ንዳሎ ከማይ እንተኾንኩም ተሃዊኸ ኣለኹ እቲ ብሓባር ወኻዕካዕ
እንብለሉዓመታዊ ተራፒ ንረኽበሉ ፣ስለዚ ምስምሉእጥዕናና ከይቆራመመ
የጽናሓና እናበልኩ ሰናይ ትምኒተይ ንኹሉኹም ይገልጸልኩም ብሰላም የራኽበና

ሓውኩም መልኣከ ወዲ ቐሺ..