ሃሎ ሰመረ ብመጀመርያ ብስመይን ከምኡውን ብስም ኩሎም ብጾትና ሰላምታ ይብጻሕካ
ብምቕጻል ኣብ ሂወትካ ምሉአ ጥዕና ኣብ ስራሕካ ኣሳልጦ ይምነየልካ.
ሰመረ ዋላካ ግቡእካ ይኹን እምበር በዚ ንማሕበርና ካብ ወብ ሳይት ምኽፋት ጀሚርካ ክሳብ
ቀጻሊ ስራሓት ትገብሮ ዘለኻ ምስጋና ይብጻሕካ በዚ ኣጋጣሚ ኸኣ ክምዚ ዓይነት ክእለት
ዘለዎ ሰብ ምርካብና ንማሕበርና ዓቢ ዕድልዩ ኢናበልኩ ኢንቃዕ ደስ በለና እብል.
ሃውኩም መልኣከ ሃይለnbsp; (ወዲ ቐሺ)
18.09.2010